ትግርኛ/Tigrinska

Other languages - tigrinska

ኣብ ሸወደን ኣገልግሎት ክንክን ሕማም ዞባ ተባሂለን ብዝፍለጣ ዝተፈላለያ ከባቢታት እዩ ዝምሓደር። ኣብቲ ትነብረሉ ቦታ እንታይ ከም ዘገልግል ንምፍላጥ ኣብ’ዚ ገጽ ኣብ ላዕሊ ዞባ ምረጽ።

Current articles

Visa innehåll som:

ክታበት ኢንፍሉዌንዛ

Vaccinera dig mot influensa - tigrinska

ኢንፍሉዌንዛ፡ ቫይረስ-ዝጠንቁ ኣዝዩ ተላባዒ ሕማም እዩ። ቫይረስ ኢንፍሉዌንዛ ኣብ ሽወደን ዓመታዊ ዝቀላቐል ኰይኑ፡ ብዝያዳ ድማ ኣብ ኣዋርሕ ናይ ወቕቲ ሓጋይ ብዝያዳ ይረአ። እዚ ቫይረስ እዚ ብኣየር ዝመሓላለፍ፡ ብዝያዳ ድማ ብምስዓልን ብምህንጣስን ዝላባዕ እዩ። ብሕማም ኢንፍሉዌንዛ እንተተታሒዝና ልዑል ዝመጠኑ ረስኒ፡ ቃንዛ ርእሲ፡ ቃንዛ ጭዋዳ፡ ውሽጣዊ ቍስሊ ጐረሮን ትኽትኽታን ኪረኣየና ዝለዓለ ተኽእሎ ኣሎ። ክታበት ብምውሳድ ንገዛእ-ርእስና ካብ ሕማም ኢንፍሉዌንዛ ክንከላኸለላ ዝከኣል እዩ።

To the top of the page