Besök 1177.se, logga in för personliga e-tjänster eller ring 1177 för sjukvårdsrådgivning.
ሕጊ ሕሙማት ንዓኻ ከም ሕሙም መጠን ኪኸውን’ዩ ተደንጊጉ። ንስኻ ብዛዕባ ሕማምካ ሓበሬታ ክትረክብን እንታይ ዓይነት ሕክምና ከም ዘሎን ኣብኡ ተገሊጹ’ሎ። ስለዚ ንስኻ’ውን ብወገንካ ኣብ እትረኽቦ ሕክምና ክትውስን ትኽእል ኢኻ ማለት’ዩ። እቲ ዘድልየካ ሕክምና ኣበይ ከም እትመርጾ’ውን ክትፈልጥ ትኽእል።