Besök 1177.se, logga in för personliga e-tjänster eller ring 1177 för sjukvårdsrådgivning.
ነብሰ ጾር ዲኺ? እምበኣርከስ ብናይ ድቂ ብልሸት ክትምርመሪ ክትመርጺ ትኽእሊ ኢኺ። ናይ ድቂ ብልሸት ምምርማር ናይ’ቲ ኣብ ከብድኺ ዘሎ ድቂ ዝተፈላልየ መርመራታት እዩ። እቲ መርመራታት እንድሕር እቲ ድቂ ሓደ ሕማም፡ ናይ ድቂ ማህሰይቲ ወይ ናይ ክሮሞዞም ዝምባዐ ኣለዎ ኾይኑ ከርእዩ ይኽእሉ እዮም።
Denna webbplats använder cookies för att ge alla besökare ökad funktionalitet och service. Läs mer om cookies.