Besök 1177.se, logga in för personliga e-tjänster eller ring 1177 för sjukvårdsrådgivning.
ኮቪድ-19 ሓደ ተላባዒ ሕማም እዩ። እዚ ክታበት ብብርቱዕ ንኸይትሓምም ወይ በዚ ሕማም ንኸይትመውት ተወግደሉ ዝበለጸ ኣድማዕነት ዘለዎ ኣገባብ እዩ። እዚ ክታበት ዝርግሐ ኮቪድ-19 ኣብዚ ሕብረተ-ሰብ ንምንካይ እውን ክሕግዝ ይኽእል እዩ። ስለዚ’ዩ ብዙሓት ሰባት ክኽተቡ ክመርጹ ኣገዳሲ ዝኸውን።