ንጥዕናኻ ዚምልከት መምርሒ

ሓ ድ ሽ ል ምዲ ወ ስኽ

Lägg till en god vana - tigrinskaThe content concerns Östergötland

ምእንቲ ጽቡቕ ኪስመዓ ካልእ ጽቡቕ ኣመል ም ውሳኽ ከምቲ ዚመስለካ ዘይኮነስ ኣዚዩ ቀሊል ኢዩ። ሓድሽን ጽቡቕን ኣመል ንምውሳኽ ዘገልግል ኣገባብ፡ ነቲ ክትልውጦ እትደሊ ዘሎኻ ኣመል፡ ውጥን ከተውጽኣሉ ከሎኻ ኢዩ።

  • ነዞም ዚስዕቡ ኣመላት ክልውጦም እደሊ፥
  • ነቲ ኣመል ንኽቕይሮ መጀመርታ ከምዚ ክገብር ይግበኣኒ፥
  • ነቲ ኣመል ብኸምዚ መገዲ ክቕይሮ ይግበኣኒ፡
  • ነቲ ኣመል ንኽቕይሮ ስለ እተዓወትኩ ሓጎሰይ ንምግላጽ ንነብሰይ እዚ ክህባ እየ፥
  • ኣብዚ መዓልት'ዚ እጅምር፥
  • ከምዚ ብምግባር ኢዩ ኣመል ዚልወጥ፥
To the top of the page