Besök 1177.se, logga in för personliga e-tjänster eller ring 1177 för sjukvårdsrådgivning.
ምልክታት ሕማም ኮቪድ-19 ኣስተውዕለሎም. ንባዕልኻን ንኻልኦትን ካብ ለበዳ ሕማም ተኸላኸል
ሕጊ ሕሙማት ንዓኻ ከም ሕሙም መጠን ኪኸውን’ዩ ተደንጊጉ። ንስኻ ብዛዕባ ሕማምካ ሓበሬታ ክትረክብን እንታይ ዓይነት ሕክምና ከም ዘሎን ኣብኡ ተገሊጹ’ሎ። ስለዚ ንስኻ’ውን ብወገንካ ኣብ እትረኽቦ ሕክምና ክትውስን ትኽእል ኢኻ ማለት’ዩ። እቲ ዘድልየካ ሕክምና ኣበይ ከም እትመርጾ’ውን ክትፈልጥ ትኽእል።
Denna webbplats använder cookies för att ge alla besökare ökad funktionalitet och service. Läs mer om cookies.