ክንክን ጥዕና ኣብ ሽወደን

ክንክን ጥዕና ኣብ ቬስትራ የታላንድ ሕተት - ሓጺር መምርሒ

Sök vård i Västra Götaland - snabbguide - tigrinska
The information concerns Västra Götaland

ቅኑዕ ሓገዝ ንምርካብ፡ ኣብ ትኽክለኛ ናይ ክንክን ጥዕና ቦታ ምሕታት ኣገዳሲ እዩ። ንስኻ ወይ ቀረባ ሰብካ እንተ ሓሚሙ ወይ እንተ ተጎዲኡ ከምዚ ትገብር፤

Läs texten på svenska här.

ዝያዳ ትሕዝቶ ብትግርኛ

ትግርኛ

ኣብዚ እቲ ብትግርኛ ኣብ 1177.se ዘሎ ትሕዝቶታት ክትርእዮ ትኽእል ኢኻ። ንዓኻ ዝምልከቱ ኣየኖት ከም ዝኾኑ ንምርኣይ ኣብ ላዕሊ ኣብዚ ገጽ ዞባ ምረጽ።

1177 in other languages

Here is a list of other languages that the material is available in. The page is available in English.

To the top of the page