እኩብ ሓበሬታ ብዛዕባ ኮቪድ-19 ብትግርኛ
ሓበሬታ ንዓኻ ምስ ብኮቪድ-19 ዝተለኸፈ ሰብ ናይ ቀረባ ርክብ ዝነበረካ
Information till dig som har haft kontakt med någon som har covid-19 - tigrinskaThe content concerns Västmanlandትሕዝቶ እዚ ንቨስትማንላንድ እዩ ዝምልከት ምሳኻ ናይ ቀረባ ርክብ ዝነበሮ ሰብ ብኮቪድ-19 ምስ ዝልከፍ፡ንዝረኣየካ ምልክታት ብጥንቃቐ ክትከታተሎ ኣሎኳ፡ኣብ ርእሰኡ ድማ ብዝተኻእለ መጠን ርክብካ ምስ ውሑዳት ሰባት ክኸውን ኣሎዎ። ምስ ኮቪድ-19 ዘለዎ ሰብ ትነብር እንተድኣ ኰንካ ክትክተሎም ግድን ዝኾኑ ጥንቃቔታት ኣሎዉ።