እኩብ ሓበሬታ ብዛዕባ ኮቪድ-19 ብትግርኛ
ሓበሬታ ንዓኻ ብኮቪድ-19 ከም ዝተለኸፍካ ዝተረጋገጸልካ
Information till dig med bekräftad covid-19 - tigrinskaThe content concerns Västmanlandእዚ ትሕዝቶዚ ንቨስትማንላንድ እዩ ዝምልከት መልሲ ናይ ዝተገብረልካ መርመራ ጠንቁ ብኮቪድ-19 ዝኾነ ረኽሲ ከም ዘሎካ እንተርኣየ፡ ንኻልኦት ምእንቲ ከይተመሓላልፈሎም ኣብ ገዛኻ ክትውሸብ ኣገዳሲ እዩ። ነቲ ንሕማማት ለበዳ ዝምልከት ሕጊ እውን ክትክተሎ ኣሎኳ። ኣብዚ እንታይ ክትገብር ከምዘሎካ ተመልከት።