ትግርኛ/Tigrinska

እኩብ ሓበሬታ ብዛዕባ ኮቪድ-19 ብትግርኛ

Covid-19 - tigrinska

Content - እኩብ ሓበሬታ ብዛዕባ ኮቪድ-19 ብትግርኛ

Visa innehåll som:
ኮቪድ-19 – ብትግርኛOm Covid-19 - tigrinska

ኮቪድ-19 ብሰንኪ ቫይረስ ዝስዕብ እዩ። መብዛሕትኦም እቶም ኮቪድ-19 ዝሕዞም ሰባት፡ ከም ጕንፋዕ ክሕዘካ ከሎ ትሓሞ ይሓሙ። ገሊኦም ሰባት ኣዝዮም ስለ ዝሓሙ፡ ኣብ ሆስፒታል ክሕከሙ የድልዮም እዩ።

ምኽሪ ኮቪድ-19 ንዘለካRåd till dig som har covid-19 - tigrinska

ንዓኻ ሕማም ኮቪድ-19 ሒዙካ ዘሎ ዝምልከት ምኽሪ እንሆ። እዚ ምኽሪ ነዓኻ ኣብ ሆስፒታል ሕክምና ዘየድልየካ ኣብ ገዛ ክትከውን ትኽእል ዝምልከት እዩ። ሕማምካ እንተ ገዲዱካ ምስ ሕክምና ርክብ ግበር።

ሓበሬታ ንዓኻ ብኮቪድ-19 ከም ዝተለኸፍካ ዝተረጋገጸልካInformation till dig med bekräftad covid-19 - tigrinska

እዚ ትሕዝቶዚ ንቨስትማንላንድ እዩ ዝምልከት መልሲ ናይ ዝተገብረልካ መርመራ ጠንቁ ብኮቪድ-19 ዝኾነ ረኽሲ ከም ዘሎካ እንተርኣየ፡ ንኻልኦት ምእንቲ ከይተመሓላልፈሎም ኣብ ገዛኻ ክትውሸብ ኣገዳሲ እዩ። ነቲ ንሕማማት ለበዳ ዝምልከት ሕጊ እውን ክትክተሎ ኣሎኳ። ኣብዚ እንታይ ክትገብር ከምዘሎካ ተመልከት።

ሓበሬታ ንዓኻ ምስ ብኮቪድ-19 ዝተለኸፈ ሰብ ናይ ቀረባ ርክብ ዝነበረካInformation till dig som har haft kontakt med någon som har covid-19 - tigrinska

ምሳኻ ናይ ቀረባ ርክብ ዝነበሮ ሰብ ብኮቪድ-19 ምስ ዝልከፍ፡ንዝረኣየካ ምልክታት ብጥንቃቐ ክትከታተሎ ኣሎኳ፡ኣብ ርእሰኡ ድማ ብዝተኻእለ መጠን ርክብካ ምስ ውሑዳት ሰባት ክኸውን ኣሎዎ። ምስ ኮቪድ-19 ዘለዎ ሰብ ትነብር እንተድኣ ኰንካ ክትክተሎም ግድን ዝኾኑ ጥንቃቔታት ኣሎዉ።

To the top of the page