COVID-19

ክታበት ጸረ ኮቪድ-19 ንዓኻ 60 ዝዓመትካ ወይ ካብኡ ዝዓበኻ

Vaccination mot covid-19 för dig som är 60 år eller äldre - Skåne - tigrinjaThe content concerns Skåne

ኣብ ስኮነ ትኽመጥን 1961 ወይ ቅድሚኡ ዲኻ ተወሊድካን? ከምኡ እንድሕር ኮይኑ ኣብዚ ቀረባ እዋን ካብ ማእከል ክንክንካ ደብዳቤ ንገዛኻ ክመጽኣካ እዩ። ኣብኡ ጸረ ኮቪድ-19 ንኽትክተብ ከመይ ገይርካ ቆጸራ ከምእትሕዝ ሓበሬታ ኣሎ።

ክትክተብ ትደልይ እንድሕር ኮይንካ ናትካ ምርጫ እዩ። እቲ ክታበት ካብ ክፍሊት ነጻ እዩ።

To the top of the page