Regional guidelines and restrictions in Kalmar County

Regional guidelines and restrictions in Kalmar County - tigrinjaThe content concerns Kalmar län

ካብ ዕለት 10 ሕዳር ጀሚሩ ኩሎም ተቐማጦ ኣውራጃ ካልማር ከምዚ
ዝስዕብ ክገብሩ ንምሕጸን:
• ሕድ ሕድ ወልቀሰብ ርሕቀቱ ንኽሕሉውን ንኸባቢኡ ዘሎ ሰብ ሓልየት ከርእይ
ኸምዘለዎ
• ካብ ናብ ሹቓት ፣ ናይ ዕዳጋ ማዕከናት ፣ ካብ እንዳ ሙዚየማት፣ ቤት መጻሕፍቲ
፣ ናይ ውሽጢ ገዛ መሕመሲታት ፣ ጂም ዝኣምሰሉ ቦታታት ክትቁጠቡ
ንምሕጸን። እዚ ማለት ግን ኣድላዪ እንድሕር ኮይኑ ንኣብነት ናብ ግሮሰሪ
መደብራት ከምእውን ንእንዳ ፋርማሲታት ዑደት ክትገብሩ ይካኣል እዩ ።
• ብተወሳኺ ናብ ኣኼባታት፣ ምርኢታት፣ ድግሳትን ትልሂትን፣ ስፖርት
ውድድራት፣ ጸወታታት ከምእውን ዝተፈላለየ ውድድር ካብ ምኻድ ተቆጠቡ።
እዚ ማለት ግን ካብ 2005 ወይ ካብኡ ንዳሓር ንዝተወልዱ ህጻናት ወይ
መንእሰያት ኣብ ናይ ስፖርት ውድድራት ኣይሳተፉን እዮም
ማለት ኣይኮነን ።
• እንተተኻኢሉ ሓቢሮም ምስዘይነብሩ ሰባት ኣካላዊ ምትንኽኻፍ ንኸይትገብሩ
ፈትኑ። እዚ ማለት ድማ ከም ፌስታ ወይ
ተመሳሳሊ ማሕበራዊ ኣኼባታት ምድላዋት ወይ ምስታፍ ዘይምግባር
ተመራጺ እዩ።
• ይኹን ደኣምበር ማእከል ጥዕናን ወይ ናይ ሕክምና ምርመራታት ንዘለው
ርክባት ኣብዚ ጉዳይ ኣይሕውስን እዩ። እንተኾነ ግን ነዚ ሕማም ኮቪድ -፩፩፱፣
ሓቢሮም ክነብሩ ዝኽእሉ ምልክታት ንዘለዎም ሰባት ናይ ቀረባ ርክብ ከወግዱ
ከምዘለዎም ከነስተውዕለሉ ይግባእ።
የቀንየልና ካብ ላዕላዋይ ኣካል ምምሕዳር ቦርድ ቬስትራ ዮታላንድ

To the top of the page