Besök 1177.se, logga in för personliga e-tjänster eller ring 1177 för sjukvårdsrådgivning.
ኮቪድ-19 ሓደ ተላባዒ ሕማም እዩ። እዚ ክታበት ብብርቱዕ ንኸይትሓምም ወይ በዚ ሕማም ንኸይትመውት ተወግደሉ ዝበለጸ ኣድማዕነት ዘለዎ ኣገባብ እዩ። እዚ ክታበት ዝርግሐ ኮቪድ-19 ኣብዚ ሕብረተ-ሰብ ንምንካይ እውን ክሕግዝ ይኽእል እዩ። ስለዚ’ዩ ብዝተኻእለ መጠን ብዙሓት ሰባት ክኽተቡ ክመርጹ ኣገዳሲ ዝኸውን።
Denna webbplats använder cookies för att ge alla besökare ökad funktionalitet och service. Läs mer om cookies.