Om covid-19 – coronavirus

ናይ ኣፍን ኣፍንጫን መከላኸሊ ተጠቐም!

Innehållet gäller Örebro län

ናይ አረብሩ ኣዉራጃ ኣብ ዉሽጢ ናይ ህዝባዊ ቦታታ ከባቢ ንናይ ኣፍን ኣፍንጫን መከላኸሊ ዘርኢ ናይ ዞባዊ ለበዋታት ኣለዎ።

2004 ዓመተ ምህረት ወይ ቅድሚኡ ዝተወልድካ ኩልኻ ንናይ ኣፍን ኣፍንጫን መከላኸሊ እንተ ጠቐምካ ይምረጽ።

  • ናይ ሓባር መጉዓዝያ ክትጥቀም ከሎኻ ኣበየ’ናይ ግዜ ብዘየ’ገድስ ናይ ኣፍን ኣፍንጫን መከላኸሊ ተጠቐም።
  • ኣብ ብዙሓት ሰባት ዘለዉሉ ኣብ ዉሽጢ ቦታ ንምሳሌ እንዳ ዱኳን፣ ቤት መድሃኒት ከምኡ ዉን ናይ ኣገልግሎት ዝዉሃበሉ ቦታ እንድሕሪ ድኣ ናይ ግድን ክትረካብ ኣሎካ ናይ ኣፍን ኣፍንጫን መከላኸሊ ተጠቐም።
  • ኣብ ሕክምናን- ኣብ ናይ ክንክንን ዝዉሃበሉ ቦታታት ንናይ ኣፍን ኣፍንጫን መከላኸሊ ዝምልከት ፍልይ ዝበለ ለበዋታት ኣሎ።
  • ኣብ ናይ ስራሕ ቦታን ኣብ ትምህርትን እቲ ናይ ህዝባዊ ጥዕና ሰብ መዚ ለበዋታት እዩ ኣብ ግብሪ ዝዉዕል።
Till toppen av sidan